1. ዝተመርዓወት ሰበይቲ ወይዘሮ ኢልካ ትጽውዓ ንሰብኣይ ከ_____? ኣቶ ኣታ ወዲ ኣታ ቆልዓ መንእሰይ
2. ውላድ ቆላዓ እንታይ ይብሃል? መንእሰይ ማማይ ጓል ቆልዓ
3. ንወዲ መጻውቱ ዓርኩ ንብሎ ንጓል ኣንስተይቲ ኸ? መካይድቲ መጻወቲ ምሓዛኣ መናቱ
4. ዳናኤልን ዲያቆን ዳዊትን እንታይ ኣዮም? ምሓዙት የዕሩኽት ኣባልጋ የሕዋት
5. ጥቃ ገዛኻ ዝነብር ሰብ እንታይ ይብሃል? ዘመድ ኣባልጋ ዓርኪ ጎረቤት
6. ዳንኤል፣ ማርቆስን ኤልያስን እንታይ እዮም? የዕሩኽ መናቱ ኣዝማድ ጎረባብቲ
7. ንሉልያ እንታይ ኢልና ንጽውዓ? ማማይ ጓል ህጻን ሰበይቲ
8. ቤተክርስትያን ጓል ክትጥመቕ ከላ እኖልገ ወዲ ክጥመቕ ከሎ ኽኣ እንታይ____ኣዳልዎ ትብል? ዓርኪ ምሓዛ ዘምድ ኣባልጋ
9. ሰብኣይ ካልእ ሰበይቲ እንተ ተመርዕዩ ንወዱ እንታዩ እያ? ኣዲኡ ሰይተ'ቡኡ ሓፍቱ ዓባዩ
10. ክልተ ቆልዑት ብሓደ ምዓልቲ ካብ ሓንቲ ሰበይቲ ምስዝውለዱ_____ይጽውዑ? ማናቱ ንኣሽቱ ምሓዙት የዕሩኽት