ኣ    ቡ    ጊ    ዳ    ሄ    ው    ዞ

በ    ጉ    ዲ    ሃ    ዌ    ዝ    ሖ

ገ    ዱ    ሂ    ዋ    ዜ    ሕ    ጦ

ደ    ሁ    ዊ    ዛ    ሔ   ጥ    ዮ

ሀ    ዉ    ዚ    ሓ   ጤ   ይ   ኮ

ወ    ዙ    ሒ   ጣ    ዩ    ክ   ሎ

ዘ    ሑ    ጢ    ያ    ኬ   ል   ሞ

ሐ    ጡ    ዩ    ካ    ሌ   ም   ኖ

ጠ    ዩ     ኪ    ሊ   ማ   ኔ   ስ  ዖ

ከ    ሉ    ሚ    ና    ሴ    ዕ   ፎ

ለ    ሙ    ኒ     ሳ    ዔ   ፍ   ጾ

መ    ኑ     ሲ    ዓ    ፌ   ጽ   ቆ

ነ     ሱ     ዒ    ፋ    ጼ   ቅ   ሮ

ሰ    ዑ    ፊ    ጻ    ቄ    ር    ሶ

ዐ    ፋ     ጺ   ቃ   ሬ    ስ    ቶ

ፈ    ጹ    ቂ    ራ    ሴ    ት   ኖ

ጸ    ቁ    ሪ    ሳ     ቱ    ሓ   ጾ

ቀ    ሩ    ሲ    ታ    ሔ   ጽ   ጶ

ረ    ሱ    ቲ    ሃ     ጼ    ጵ   ፖ

ሰ    ቱ     ሂ    ጻ     ጴ   ፕ   ኦ

ተ    ሑ    ጺ   ጳ     ፔ    እ   ቦ

ሃ     ጹ    ጲ   ፓ     ኤ   ብ   ጎ

ጸ     ጱ    ፒ    ኣ     ቤ   ግ   ዶ

ጳ     ፑ     ኢ   ባ     ጌ   ድ   ሆ

ፐ     ኡ    ቢ   ጋ     ዴ   ህ   ዎ

Beispiel 4-2 b

መጸውዒ ሰባት ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃ

ካብዘን ዝስዕባ ምርጫታት ነታ ቕንዕቲ ምረጽ

1. ዝተመርዓወት ሰበይቲ ወይዘሮ ኢልካ ትጽውዓ ንሰብኣይ ከ_____?
ኣቶ
ኣታ ወዲ
ኣታ ቆልዓ
መንእሰይ

2. ውላድ ቆላዓ እንታይ ይብሃል?
መንእሰይ
ማማይ
ጓል
ቆልዓ

3. ንወዲ መጻውቱ ዓርኩ ንብሎ ንጓል ኣንስተይቲ ኸ?
መካይድቲ
መጻወቲ
ምሓዛኣ
መናቱ

4. ዳናኤልን ዲያቆን ዳዊትን እንታይ ኣዮም?
ምሓዙት
የዕሩኽት
ኣባልጋ
የሕዋት

5. ጥቃ ገዛኻ ዝነብር ሰብ እንታይ ይብሃል?
ዘመድ
ኣባልጋ
ዓርኪ
ጎረቤት

6. ዳንኤል፣ ማርቆስን ኤልያስን እንታይ እዮም?
የዕሩኽ
መናቱ
ኣዝማድ
ጎረባብቲ

7. ንሉልያ እንታይ ኢልና ንጽውዓ?
ማማይ
ጓል
ህጻን
ሰበይቲ

8. ቤተክርስትያን ጓል ክትጥመቕ ከላ እኖልገ ወዲ ክጥመቕ ከሎ ኽኣ እንታይ____ኣዳልዎ ትብል?
ዓርኪ
ምሓዛ
ዘምድ
ኣባልጋ

9. ሰብኣይ ካልእ ሰበይቲ እንተ ተመርዕዩ ንወዱ እንታዩ እያ?
ኣዲኡ
ሰይተ'ቡኡ
ሓፍቱ
ዓባዩ

10. ክልተ ቆልዑት ብሓደ ምዓልቲ ካብ ሓንቲ ሰበይቲ ምስዝውለዱ_____ይጽውዑ?
ማናቱ
ንኣሽቱ
ምሓዙት
የዕሩኽት

Beispiel 4-2 b

መግብን ማስተን

ካብዘን ዝስዕባ ምርጫታት ነታ ቕንዕቲ ምረጽ

1. ኣነ ድራር_____?
ተደሪረ
ተመሲሐ
ቆሪሰ
ሰትየ

2. ናይ ነግሆ እንታይ ንገብር?
ንምሳሕ
ንቆርስ
ንድረር
ኣይፈልጥን

3. በጃኺ እባ ማይ ሃብኒ____?
ክበልዕ
ክቆርስ
ክሰቲ
ክድረር

4. ብዙሕ ተጻዊተ ማይ_______?
ጠምየ
ደልየ
ወሲደ
ጸሚአ

5. ኣደ______ድራር ሃብኒ ክድረር?
ጸጊበ
ጸሚአ
ክቆርስ
ጠምየ

6. ኣነ ምስ ኣሕዋተይ ክምሳሕ ____ተቐሪበ?
ምኣዲ
ክበልዕ
ንጽወታ
ክዘናጋዕ

7. እታ ቆላዓ እንጀራ ብ_____በሊዓ?
እዝና
እግራ
ዒዳ
ብርካ

8. ኣቦይ ሰለዝፈትወኒ ክምሳሕ እንኮሎ ካብቲ ዝምስሖ____?
ኣስትዩኒ
ኣጻዊትኒ
ተቛይቁኒ
ኣኾሊስኒ

9. ኣደይ_____እንጀራ ክጽብቕ?
ዝግዓተቶ
ዝሰንከተቶ
ዘሕረረቶ
ዝጸሞቐቶ

10. _______ባንን ዳርጋ ሓደ እዮም?
ቅጫን
ሻሂን
ሰዋን
ማይን



Beispiel 4-2 b

ዝምድናታት

ካብዘን ዝስዕባ ምርጫታት ነታ ቕንዕቲ ምረጽ

1. ኣቦኽን ኣዲኽን እንታይኪ እዮም_____።
ኣቦሓጎታትይ
ወለደይ
ሓትኖታተይ
የዕሩኽተይ

2. ኣሞይ ምስ ሕጹያ ____ሓዳራ ጌራ።
ተዓራሪኻ
ተመርዕያ
በሊዓ
ሰተያ

3. ደቂ ሓወቦታት____ እዮም።
ወለዲ
ፍቱሓት
ኣዝማድ
ጓና

4. ወዲ ኣኮይ ምስ ሰበይቱ ተባኢሱ_______።
ተፋቲሑ
ተመርዕዩ
ተዓራሪኹ
ተዛሚዱ

5. ዝተመርዓው ሰብኣይን ሰበይትን ______እዮም።
ፍቱሓት
ሕጹያት
የዕሩኽት
ጽምዲ

6. ንኣወዳት የዕሩኽ ንኣዋልድ____ይብሃል።
ማሓዙት
ስድራ
ኣዝማድ
ወለዲ

7. ቤተክርስትያን ንናይ ቀደም ኣቦታትና_____ኢላ ትጽውዖም።
ሓወቦታት
ኣቦሓጎታት
ኣበው
ኣኮታት

8. ኣዝማድ____ኣይፍቀድን።
ክጻወቱ
ክምሓዘዉ
ክትዓራረኹ
ክምርዓዉ

9. ሰብኣይን ሰበይትን_____ግቡእ ኣይኮነን።
ክፋቕሩ
ክፋትሑ
ክሕጎሱ
ክወልዱ

Beispiel 4-2 b

ሰላምታ

ካብዘን ዝስዕባ ምርጫታት ነታ ቕንዕቲ ምረጽ

1. ናይ ምሸት እንታይ ኢልካ ሰላም ይብሃል?
ከመይ ኣምሲኻ/ኣምሲኺ
ከመይ ቀኒኻ/ቀኒኺ
ከመይ ሓዲርካ/ሓዲርኪ
ከመይ ውዒልካ/ውዒልኪ

2. ድሕሪ ነዊሕ ሰብ ምስትረክብ እንታይ ኢልካ ሰላም ትብሎ?
ከምይ ሓዲርካ/ሓዲርኪ
ከመይ ቀኒኻ/ቀኒኺ
ከመይ ውዒልካ/ውዒልኪ
ከመይ ኣለኻ/ኣለኺ

3. ቀትሪ ሰብ ምስትረክብ እንታይ ኢልካ ሰላም ትብሎ?
መን ኢኻ/ኢኺ
ሰላም
ከመይ ዉዒልካ/ዉዒልኪ
ከመይ ሓዲርካ/ሓዲርኪ

4. ንግሆ ሰብ እንታይ ኢልካ ትፋኖ?
ድሓን ኣምስይ/ኣምስዪ
ድሓን ሕደሪ/ሕደር
ድሓን ቀንይ/ቀንዪ
ድሓን ውዓሊ/ውዓል

5. ንግሆ እንታይ ኢልካ ሰላም ይብሃል?
ድሓን ሕደር/ሕደሪ
ከመይ ዉዒልካ/ዉዒልኪ
ከመይ ኣምሲኺ/ኣምሲኻ
ክመይ ሓዲርኪ/ሓዲርካ

6.ምሸት ሰብ ክትፋኖ ከለኻ እንታይ ይብሃል?
ድሓን ሕደር/ሕደሪ
ከመይ ቀኒኺ/ቀኒኻ
ድሓን ውዓሊ/ውዓል
ከመይ ኣምሲኺ/ኣምሲኻ

7. ዓባይ ሰበይቲ ናይ ንግሆ እንታይ ኢልካ ሰላም ይብሃል?
ከመይ ኻዲርካ
ከመይ ኻዲርኩም
ከመይ ሕዲርክን
ከመይ ሕዲርኪ

8. ዓቢ ሰብኣይ ናይ ምሸት አንተ ረኺብካ እንታይ ኢልካ ሰላም ትብሎም?
ከመይ ኣምሲኻ
ከመይ ቀኒኹም
ሰላማት
ከመይ ኣምሲኹም

9. ዓቢ ሰብ ኣብ መንገዲ ረኺብኪ ከመይ ሓዲርኪ እዛ ጓለይ እንተ ኢሎምኺ እንታይ ኢልኪ ትምልሲ?
ጽቡቕ ከመለኻ እስኻ
ኣግዚኣብሔር ይመስገን ጹቡቕ። ከመይ ኻዲርኩም ኣቦ
ጽቡቕ ድሓንዶ ኣለኻ
ይመስገኖ ንስኻ'ኸ

10. ምሓዛኺ ናይ ምሸት ኣብ ምንገዲ እንተ ረኸብክያ እንታይ ኢልኪ ሰላም ትብልያ?
ከመይ ዉዒልኪ
ከመይ ሓዲርኪ
ድሓን ሕደሪ
ድሓን ኣምስይ