1. ኣቦኽን ኣዲኽን እንታይኪ እዮም_____። ኣቦሓጎታትይ ወለደይ ሓትኖታተይ የዕሩኽተይ
2. ኣሞይ ምስ ሕጹያ ____ሓዳራ ጌራ። ተዓራሪኻ ተመርዕያ በሊዓ ሰተያ
3. ደቂ ሓወቦታት____ እዮም። ወለዲ ፍቱሓት ኣዝማድ ጓና
4. ወዲ ኣኮይ ምስ ሰበይቱ ተባኢሱ_______። ተፋቲሑ ተመርዕዩ ተዓራሪኹ ተዛሚዱ
5. ዝተመርዓው ሰብኣይን ሰበይትን ______እዮም። ፍቱሓት ሕጹያት የዕሩኽት ጽምዲ
6. ንኣወዳት የዕሩኽ ንኣዋልድ____ይብሃል። ማሓዙት ስድራ ኣዝማድ ወለዲ
7. ቤተክርስትያን ንናይ ቀደም ኣቦታትና_____ኢላ ትጽውዖም። ሓወቦታት ኣቦሓጎታት ኣበው ኣኮታት
8. ኣዝማድ____ኣይፍቀድን። ክጻወቱ ክምሓዘዉ ክትዓራረኹ ክምርዓዉ
9. ሰብኣይን ሰበይትን_____ግቡእ ኣይኮነን። ክፋቕሩ ክፋትሑ ክሕጎሱ ክወልዱ