Beispiel 4-2 b

መግብን ማስተን

ካብዘን ዝስዕባ ምርጫታት ነታ ቕንዕቲ ምረጽ

1. ኣነ ድራር_____?
ተደሪረ
ተመሲሐ
ቆሪሰ
ሰትየ

2. ናይ ነግሆ እንታይ ንገብር?
ንምሳሕ
ንቆርስ
ንድረር
ኣይፈልጥን

3. በጃኺ እባ ማይ ሃብኒ____?
ክበልዕ
ክቆርስ
ክሰቲ
ክድረር

4. ብዙሕ ተጻዊተ ማይ_______?
ጠምየ
ደልየ
ወሲደ
ጸሚአ

5. ኣደ______ድራር ሃብኒ ክድረር?
ጸጊበ
ጸሚአ
ክቆርስ
ጠምየ

6. ኣነ ምስ ኣሕዋተይ ክምሳሕ ____ተቐሪበ?
ምኣዲ
ክበልዕ
ንጽወታ
ክዘናጋዕ

7. እታ ቆላዓ እንጀራ ብ_____በሊዓ?
እዝና
እግራ
ዒዳ
ብርካ

8. ኣቦይ ሰለዝፈትወኒ ክምሳሕ እንኮሎ ካብቲ ዝምስሖ____?
ኣስትዩኒ
ኣጻዊትኒ
ተቛይቁኒ
ኣኾሊስኒ

9. ኣደይ_____እንጀራ ክጽብቕ?
ዝግዓተቶ
ዝሰንከተቶ
ዘሕረረቶ
ዝጸሞቐቶ

10. _______ባንን ዳርጋ ሓደ እዮም?
ቅጫን
ሻሂን
ሰዋን
ማይን