1. ናይ ምሸት እንታይ ኢልካ ሰላም ይብሃል? ከመይ ኣምሲኻ/ኣምሲኺ ከመይ ቀኒኻ/ቀኒኺ ከመይ ሓዲርካ/ሓዲርኪ ከመይ ውዒልካ/ውዒልኪ
2. ድሕሪ ነዊሕ ሰብ ምስትረክብ እንታይ ኢልካ ሰላም ትብሎ? ከምይ ሓዲርካ/ሓዲርኪ ከመይ ቀኒኻ/ቀኒኺ ከመይ ውዒልካ/ውዒልኪ ከመይ ኣለኻ/ኣለኺ
3. ቀትሪ ሰብ ምስትረክብ እንታይ ኢልካ ሰላም ትብሎ? መን ኢኻ/ኢኺ ሰላም ከመይ ዉዒልካ/ዉዒልኪ ከመይ ሓዲርካ/ሓዲርኪ
4. ንግሆ ሰብ እንታይ ኢልካ ትፋኖ? ድሓን ኣምስይ/ኣምስዪ ድሓን ሕደሪ/ሕደር ድሓን ቀንይ/ቀንዪ ድሓን ውዓሊ/ውዓል
5. ንግሆ እንታይ ኢልካ ሰላም ይብሃል? ድሓን ሕደር/ሕደሪ ከመይ ዉዒልካ/ዉዒልኪ ከመይ ኣምሲኺ/ኣምሲኻ ክመይ ሓዲርኪ/ሓዲርካ
6.ምሸት ሰብ ክትፋኖ ከለኻ እንታይ ይብሃል? ድሓን ሕደር/ሕደሪ ከመይ ቀኒኺ/ቀኒኻ ድሓን ውዓሊ/ውዓል ከመይ ኣምሲኺ/ኣምሲኻ
7. ዓባይ ሰበይቲ ናይ ንግሆ እንታይ ኢልካ ሰላም ይብሃል? ከመይ ኻዲርካ ከመይ ኻዲርኩም ከመይ ሕዲርክን ከመይ ሕዲርኪ
8. ዓቢ ሰብኣይ ናይ ምሸት አንተ ረኺብካ እንታይ ኢልካ ሰላም ትብሎም? ከመይ ኣምሲኻ ከመይ ቀኒኹም ሰላማት ከመይ ኣምሲኹም
9. ዓቢ ሰብ ኣብ መንገዲ ረኺብኪ ከመይ ሓዲርኪ እዛ ጓለይ እንተ ኢሎምኺ እንታይ ኢልኪ ትምልሲ? ጽቡቕ ከመለኻ እስኻ ኣግዚኣብሔር ይመስገን ጹቡቕ። ከመይ ኻዲርኩም ኣቦ ጽቡቕ ድሓንዶ ኣለኻ ይመስገኖ ንስኻ'ኸ
10. ምሓዛኺ ናይ ምሸት ኣብ ምንገዲ እንተ ረኸብክያ እንታይ ኢልኪ ሰላም ትብልያ? ከመይ ዉዒልኪ ከመይ ሓዲርኪ ድሓን ሕደሪ ድሓን ኣምስይ