Beispiel 4-2 b

ኣስማት ኣካላትና

ካብዘን ዝስዕባ ምርጫታት ነታ ቕንዕቲ ምረጽ

1. ሽኮራዊ መግቢ ኣብዚሐ_____ተቐሪጸ?
ከብደይ
እግረይ
ርእሰይ
ሰለፈይ

2. ሓትኖይ ጽፍራ ኣዝማልቶ ክትለኪ ከላ_____ ለሚጻቶ?
እዝና
ኣጻብዕታ
እግራ
ጨጉራ

3. ማስቲካ ክሕይኽ____ነኺሰዮ?
እዝነይ
ኣፍንጫይ
መልሓሰይ
ኢደይ

4. ____ተዘይህልወና ተጠዊና ክንርኢ ኣይምኽኣልናን?
ርእሲ
እዝኒ
ኣፍ
ክሳድ

5. ብምንታይ ንስጉም?
ብዒድ
ብኣፍ
ብርእስና
ብእግረና

6. ለተብርሃን____ተቆኒና?
ጨጉራ
ርእሳ
ኣጻብዕታ
እዝና

7. እታ ቆላዓ እንጀራ ብ_____በሊዓ?
እዝና
እግራ
ዒዳ
ብርካ

8. ኣነ ብ___ተደቢረ?
ኢደይ
ርእሰይ
እግረይ
ብርከይ

9. ካብ ኣካላት ነብስና ዘይኮነ ኣየናይ እዩ?
ክሳድ
ኣሞ
ሕቆ
ከበሮ ዓይኒ

10. እቲ ወዲ ነቲ መንደቅ ብ_______ቴስታ ጌሩ ሓሪምዎ?
ግንባሩ
እግሩ
ኣፉ
ጨጉሩ