1. ሽኮራዊ መግቢ ኣብዚሐ_____ተቐሪጸ? ከብደይ እግረይ ርእሰይ ሰለፈይ
2. ሓትኖይ ጽፍራ ኣዝማልቶ ክትለኪ ከላ_____ ለሚጻቶ? እዝና ኣጻብዕታ እግራ ጨጉራ
3. ማስቲካ ክሕይኽ____ነኺሰዮ? እዝነይ ኣፍንጫይ መልሓሰይ ኢደይ
4. ____ተዘይህልወና ተጠዊና ክንርኢ ኣይምኽኣልናን? ርእሲ እዝኒ ኣፍ ክሳድ
5. ብምንታይ ንስጉም? ብዒድ ብኣፍ ብርእስና ብእግረና
6. ለተብርሃን____ተቆኒና? ጨጉራ ርእሳ ኣጻብዕታ እዝና
7. እታ ቆላዓ እንጀራ ብ_____በሊዓ? እዝና እግራ ዒዳ ብርካ
8. ኣነ ብ___ተደቢረ? ኢደይ ርእሰይ እግረይ ብርከይ
9. ካብ ኣካላት ነብስና ዘይኮነ ኣየናይ እዩ? ክሳድ ኣሞ ሕቆ ከበሮ ዓይኒ
10. እቲ ወዲ ነቲ መንደቅ ብ_______ቴስታ ጌሩ ሓሪምዎ? ግንባሩ እግሩ ኣፉ ጨጉሩ
Seite 2 von 2